Jump to content

ኣብ ደን ሃኽ ብ17 ለካቲት ዝተፈጸመ ከቢድ ጎነጽ።

ኣብ ደን ሃኽ ብ17 ለካቲት ዝተፈጸመ ከቢድ ጎነጽ። እዞም ሰብኡት መን ምዃኖም መን ይፈልጥ፧

Do you have a tip?

Let us know using the tip form.

Description

ብቀዳም 17 ለካቲት ኣብ ደን ሃኽ ናዕቢ ተላዒሉ።
እኩባት ሰባት ንኣኼባ ናይ ኤርትራውያን ክዘርጉ ፈቲኖም።
ፖላይስ ነቲ ናዕቢ ደው ከብልዎ ምስ ፈተኑ ፡
ኣብ ልዕሊኦም መጥቃዕቲ ተፈጺሙ።
ብርክት ዝበሉ መኮንናት (ፖሊስ) ቆሲሎም ፡
ቡዙሕ ዕንወት ድማ ኣጋጢሙ።

ፖሊስ ሆላንድ ነዞም ዝስዕቡ ጥርጡራት ይደልዮም ኣሎ።
ነፍሲ ወከፍ ጥርጡር ናይ ገዛእ ርእሱ ኮድ ኣለዎ።

ንሓደ ሰብ ኣለሊኻ'ዶ፧
ኮድን ሓበሬታኹምን ኣቕሪብኩም ርኸቡና።
ምኽርኹም ውን ብብሕታዊ መንገዲ ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም። 0800-7000

Video

A YouTube video is enclosed here. Please accept cookies to enable embedded video. Alternatively, watch the video here http://www.youtube.com/watch?v=tWQgMxJ7SBE

Images

Share this article on social media

Share this article: